ኣከባብራ በዓል ማርች ሸሞንተ

ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ መዓልቲ በዓል ማርእች ሸሞንተ /March 8/ ብፓነል ምይይጥን እንተብዕሉ፡፡ ካብ ዋዕሮታት ደቂ ኣነስትዮ ትግራይ ዝኮና ነባራት ተገደልቲ ህወሓት ናይ ቃልሲ ተሞክሮ ብምትሕልላፍ ብድሙቕ ተባዒሉ፡፡

Leave a Reply

Your email address will not be published. Required fields are marked *