ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ካብ 10 ክሳብ 25 ምኢታዊ ወርሓዊ መሃያኦም ንምውፋይ ቃል ኣትዮም

ሰራሕተኛታት ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ  ግዕዝይና ንልምዓት ዕንቅፋት ናብ ዘይኾነሉ ብርኪ ንምውራድ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ እናሰርሑ መፂኦም እዮም፡፡  እዚ እውን

Read more

ንሓደሽቲ ሰራሕተኛታት ዞባታት ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ስልጠና ተዋሂቡ፡፡

ኣብዚ ሐዚ እዋን መንግስቲ ግዕዝይና ንምክልኻል ካብ ዘለዎ ልዑል ድልየት ቆራፅነትን ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ-ግዕዝይናን ክልል ትግራይ ኣብ ሸውዓቲአን ዞባታት ጨንፈር

Read more